Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

idle hands are the devils playground


2ይ ተሰሎንቄ 3:10-12 | 33 Helpful votes

ምሳኻትኩም ከሎናውንገለ ሰብ ኪዓዪ ዘይፈቱ እንተ ዀይኑስ ኣይብላዕውን፡ ኢልና ኣዘዝናኩም እሞ፡ ንኣና ምእንቲ ኽትመስሉ ደኣ፡ ንርእስና ኣርኣያ ጌርና ሃብናኩም እምበር፡ መሰል ስለ ዜብልና ኣይኰንናን። ማለት፡ ሓያሎ ኻባኻትኩም ብዘይ ስርዓት ከም ዚመላለሱዙረት እምበር፡ ሓንቲ እኳ ኸም ዘይዓዩንሰምዕ አሎና። ነዞም ከምዚኣቶም ዘመሰሉብህድኣት እናዓየዩ እንጌራኦም ኪበልዑብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ንእዝዞምን ንምዕዶምን አሎና።

Translation | Context
መዝሙር 28:4 | 33 Helpful votes

ከም ግብሮምን ከም ክፍኣት ስራሖምን ሀቦም፣ ከም ተግባር ኣእዳዎም ምለሰሎም፣ እቲ ዝገበርዎ ፍደዮም

Translation | Context